Your cart is currently empty!
“¡Dejad vivir a los animales!” has been added to your cart. View cart
“Grandes personajes pensaban de otra forma” has been added to your cart. View cart
“El libro de cocina amigo de los animales” has been added to your cart. View cart
“eBook – Jesús de Nazaret, el joven valiente” has been added to your cart. View cart
PDF – You Are Not Alone – Tigrinya
![PDF – You Are Not Alone – Tigrinya [Digital]](https://gabriele-publishing.com/app/uploads/2024/12/Tigrinya_LP-HilfeFurKranke_Cover-2D_g303ti-300x433.jpg)
Article Nr.: BG303ty-pdf
pdf download
Available immediately, delivery time no delivery time (e.g. download) **
Product Information
ዋላ ሓደ ሰብ ንሓዋሩ “አብቲ ዝደልዮ በጺሔ” ክብል አይክእልን እዩ ። አብዛ ዓለም ፈጺምና ናብ 3
ዕላማና ክንበጽሕ አይንክእልን ኢና ። ስለምንታይ አይንክእልን ? ምክንያቱ ንሕና ካብዛ ዓለም አይኰናን ! የሱስ ፣ እቲ ክርስቶስ ፣ ከምዚ ብምባል ሓበረና እቲ መንግስተ ሰማይ አብ ውሽጥኩም እዩ ። መጀመርያ ንእቲ መንግስቲ ናይ እግዚአብሄርን ንፍትሑን ንክትረክቡ ጽዓሩ ፣ ቀጺሉ ኩሉ ንዓትኩም ክዋሃበኩም እዩ ።
እቲ ሓደ ሰብ አብ ግዜ ምድራዊ ህልውነቱ ብዛዕባ እዘን ቃላት ናይቲ መንፈስ አስተውዒሉ ዝሓስብን ንእቲ ናብርኡ ብአአን ዝመርሕ ፈጺሙ ንበይኑ አይከውንን እዩ ፣ ዋላ እኳ አብ ዝለዓለ ዕድመ ፣