PDF - Don't Let Go! - Tigrinya
A small gift for you
Free *
ISBN
article number: BG328ty-pdf
pdf download
ready for shipment, delivery time
no delivery time (e.g. download) **
Product information
PDF - Don't Let Go! - Tigrinya
“ሸለል አይትበል ! አጆካ !” እዚአተን ሰለስተ ቃላት አብ ውሽጢ ልብና ዝዝረባ እየን።ንሰባት አብ ዝለዓለ ሓይሊ አብ ውሽጥና ዝነብር ዝአምኑ ፡አዝዩ ዕሙቅ ዝበለ ትርጉም አለወን።እዚ አብ ውሽጥና ዝነብር ሓይሊ ድማ ሕይሊን ሓገዝን ደገፍን ብምልአት ይልግሰልና።
ሸለል አይትበል አጆካ ማልት ድማ ንእቲ ሓደ አብ ውሽጥካ፡አብ ውሽጢ ኩላትና ዝነብር ነጻ መንፍስ ናይ ፍቅሪ አጥቢቅና ምሓዝ ማለት እዩ።
”ሸለል አይትበል ! አጆካ !” ናብኡ አብ ጽምው ዝበለ ክፍሊ አቲውካ ጸልይ፡ናብኡ አብ ግዜ ሽግር ጸልይ ከምኡ ድማ ምጥርጣር አብ ዘጨንቀካ ግዜ።
|”ሸለል አይትበል !አጆካ!” ንእቲ ውሽጣዊ ሚዛንነት፡ህድአትን ቅሳነትን ክንረክብ ይሕግዘና፤በዚ ድማ እግዚአብሄር ኩሉግዜ ህያው ከምዝኰነ ክንምኰሮን ክንፈልጦን ዕድል ንረክብ።
PDF - Don't Let Go! - Tigrinya
A small gift for you
Free *
article number: BG328ty-pdf
pdf download
ready for shipment, delivery time
no delivery time (e.g. download) **